Libros bestsellers hasta 50% dcto  Ver más

menú

0
  • argentina
  • chile
  • colombia
  • españa
  • méxico
  • perú
  • estados unidos
  • internacional
portada ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (en Tigrinya)
Formato
Libro Físico
Editorial
Idioma
Tigrinya
N° páginas
548
Encuadernación
Tapa Blanda
Dimensiones
22.9 x 15.2 x 2.8 cm
Peso
0.73 kg.
ISBN13
9780578354910

ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (en Tigrinya)

Gerardo Consenza (Autor) · &#4 ኣሴሞግሉ (Autor) · Bereket Oqube · Tapa Blanda

ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (en Tigrinya) - ኣሴሞግሉ, &#4 ; &#4772. &#4654&#4706&#4757&#4662&#4757, ; ዑቕበ, በረ&#4

Libro Físico

$ 24.99

  • Estado: Nuevo
Se enviará desde nuestra bodega entre el Viernes 31 de Mayo y el Lunes 03 de Junio.
Lo recibirás en cualquier lugar de Estados Unidos entre 1 y 3 días hábiles luego del envío.

Reseña del libro "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (en Tigrinya)"

መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካልእ ተወላዲ ፔሩ ዝኾነ መዘንኡ ድማ ብዓሰርተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣብ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ብዕስራ ዕጽፊ ክብልጽግ እንከሎ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣዝየን ድኻታት ዝበሃላ ከም እኒ ማሊ፡ ኢትዮጵያን ሴራልዮንን ዝኣመሰላ ሃገራት ድማ ብኣርባዓ ዕጽፊ ከምዝብልጽግ፡ እዛ ድሕሪ ናይ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓመታት መጽናዕቲ ዝተዳለወት መጽሓፍ ብዝርዝር ተብርሃልና።ምንጪ ናይዚ ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዘሎ ብልጽግና ግን እንታይ እዩ፧ ጠንቂ ናይዚ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርአ ዘሎ ሕሰምን ድሕረትን'ከ እንታይ ክኸወን ይኽእል፧ ብብዙሕ መለክዒታት ዝመሳሰላ ሃገራት ክነሰን፡ ገሊአን ኣብ ጎደና ሰላምን ብልጽግናን ክጉዓዛ፡ እተን ካልኦት ግን ኣብ ዓንኬል ድኽነትን ዘይምርግጋእን ክነብራ ዝቕስብ ረቛሒ እንታይ እዩ፧ ደረስቲ ናይዛ መጽሓፍ ዝኾኑ፡ ሊቃውንቲ ስነ-ቁጠባ ዳሮን ኣሴሞግሉን ጄምስ ሮቢንሶንን፡ ነዚ ሕቶ ዝኸውን ንጹር መልሲ እዩ ዘለዎም። ኣብዚ ንነዊሕ ዓመታት ዘካየድዎ መጽናዕቲ ንኣሻሓት ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሶም፡ ድሕረ ባይታ ናይ ብዙ&#

Opiniones del libro

Ver más opiniones de clientes
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)

Preguntas frecuentes sobre el libro

Todos los libros de nuestro catálogo son Originales.
El libro está escrito en Tigrinya .
La encuadernación de esta edición es Tapa Blanda.

Preguntas y respuestas sobre el libro

¿Tienes una pregunta sobre el libro? Inicia sesión para poder agregar tu propia pregunta.

Opiniones sobre Buscalibre

Ver más opiniones de clientes